Embassy of Eritrea in Tel Aviv
Address | Twin Buildings, Floor 11, Office 1 33 Jabotinsky St. Ramat-Gan, Tel Aviv 52511 Israel |
---|---|
Phone | local: international: |
Fax | local: international: |
Address | Twin Buildings, Floor 11, Office 1 33 Jabotinsky St. Ramat-Gan, Tel Aviv 52511 Israel |
---|---|
Phone | local: international: |
Fax | local: international: |
Comments on this Embassy
በፖለቲካዊ ቋንቋ ሳይሆን በክርስቶስ ፍቅር እጅግ የምወድዎ ክቡር አቶ ኢሳያስ አፈወርቄ ፕሬዚዳንት ሰላምን ፍቅርን እድገትን ለምመኝልህ የኤርትራ ወገኔ ባርኬቴ ይድረስህ። የኔ ሳይሆን የህያው እግዚአብሔር ቃል አለሙም ምኞቱም ያልፋሉ የእግዚአብሔርን ቃል የሚፈፅም ግን ለዘላለም ይኖራል ይላልና ኑ እንዋደድ እንፋቀር አንድ እንሁን ሰላምን እንሻ ይቅር እንባባል ይብቃን ጥላቻ እኔ ምንም አማራ ብሆንም ጥላቻ ኖሮኝ አያውቅም። ሰላም ለምድራችን ተባረኩ
Congra.......for Eritrean people.
ኣምባሳደር ህግደፍ ኣብ እስራኤል ሬሳ ኤርትራዊት ብግፍዒ ኣደናጉዩ
ፍሉይ መልእኽቲ ናብ ኤሪቪዥን
ኣብ ትሕቲ ስርዓት ህግደፍ ብህይወትካ ምህላው ወዮ እንተሞትካ ወዮ። ሞት ጥዕምቲ፡ እንተወሓደስ ገጽን ልምጽማጽን ጋኔን ስርዓት ካብ ምርኣይኳ ዓዲ ትውዕል። እቲ ዝተረፈ ቤትሰብካ ግን ብሳላ ህግደፍን ኮራክሩን ኣይክሳቐይን እዮ ማለት ኣይኮነን።
ብዕለት 15/9/2015 ወ/ት ትርሓስ ተወልደብርሃን ብድንገት ብዘጋጠማ ሕማም ምኽንያት ዓሪፋ። ኤርትራዊት መዋቲት፡ ዓሰርተ ግዜ ብሰናይ ስርሓ ፍልጥቲ ትንበር እምበር፡ ሰናይ ንክገብሩን ንኽምነዩን ዓይኒ ልብናኦም ተደፊኑ ዘሎ ግን ሕማቅ ግብሪ ካብ ምግባር ኢዶም ኣየቋረጹን። ሓደ ካብኣቶም ንምጥቃስ፡ ኣብ እስራኤል ዝርከብ ኣምባሳደር ህግደፍ ኣቶ ተስፋማርያም ተከስተ (ወዲ ባሻይ) ምዃኑ እዩ። ራዛስ ናይ ኣቡኡ ሓዛ ስለዝኾነ ድማ ከምቲ ውልቀመላኺ ጎይትኡ ሕርሕራይ ኣቢሉ ዝመሃሮ፡ ንስድራቤት መዋቲት ኣብ ክንዲ ዘጸናንዕን ዝድብስን ክሳብ 40 መዓልቲ ዝኸውን ነቲ ሬሳ ጓል ሃገር ንኸይሰዶ ወግሐ ጽብሐ ዕባራ ምኽንያት እንዳ ደርደረ ኣጽኒሕዎ።
ዘይግለጽ ምስጢር የለን ከም ዝበሃል ግን ድሕሪኣ እንተወሓደ ክልተ ሰለስተ ሬሳታት ቀዲሞም ንዓዲ ከምዝኣተዉ ተሓቢሩ። ኣምባሳደር ሆየ ትርር ዝበለ ሕቶ ኤርትራውያን ምስ ቀረቦ ዝሃቦ መልሲ “ቤተሰባ ጸሪፎምኒ ፈኪሮምለይ” ዝብል ቃል ብደዐ ተዛሪቡ። ድሕሪ ብዙሕ ላዕልን ጥሕትን ነቲ ዘረባ ምስ ኣደቀስዎ ድማ ሰኑይ ክሰዶ ኢየ ኢሉ ከም ቆልዓ ጠቢሩ ሰዲድዎም። ብድሕሪኡ የዋሃት ሓዘንተኛታትን፡ ወለድን ፈተውትን ድማ ንኣስታት 30 መዓልቲ በይኖም ዘሕለፍዎ ሓዘን፡ ነቲ ኣብ ዓዲ ብሂወታ እምበር ብዕረፍቲ ሞታ ዘይፈልጥ ስድራ፡ “ጽባሕ ሰኑይ ሬሳ ተቐበሉ” ዝብል መልእክቲ ተላእኮም። መሳኪን ስድራ ካብ ጎዶቦ ብምጉዓዝ ሬሳ ተቐቢሎም ንኽቀብሩ እንዳ ኣልቀሱ ክጽበዩ ጸሓይ ይዓሪቦም። ቅርብ ኢሎም ሓለፍቲ መዓርፎ ነፈርቲ እንተሓተቱ ሬሳ የለ ገለ የለ።
ሳልሳይ ራብዓይ ግዜ ናብ ኤምባሲ ህግደፍ ጉዕዞ ሓዘንተኛታት ኮነ። እቲ ዝተዋህበ መልሲ ኸኣ ዘገርምን ካብ ሓደ ወኺል ስርዓት ዘይኮነስ ካብ ሽፍታ’ውን ዘይትጽበዮ ቃል ንዕቀት ነበረ። በቲ ካብ ርህራሄ ወዲሰብ ነጻ ዝኾነ መልሓሱ ጌሩ ኸኣ “ሬሳ ካብቲ ንዓዲ ዝምለስ ዘሎ ሰብ ኣይዓብይን’ዩ” ብምባል ናይ ሕጫጨ ቃል ተዛሪቡ።
ወዮም ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ኣዝማድን ካልኦት ቤተስብን ንመዋቲት መሪት ናይ ምልባስ መሰላ ክንሕልወላ ብምባል ላዕልን ታሕትን ክብሉ፡ ካብ ዕቕሊ ጽበት ዝተላዕለ ጠበቓ ቆጺሮም ነቲ ሬሳ ንሃገር ንኸእትው ሓድሽ ፈተነ የካይዱ። ጉቦ ወዲ ጉቦ ንጠበቓ እንዳሃብካ እቲ ጉዳይ ክሳለጥ ይኸውንዩ ብምባል ተስፋ ኣሕደሩ። እቲ ጠበቃ ብዙሕ ኣኽብሮት ዝተሓወሶ ልመና የቕርብ እምበር ሕጂ ውን ህግደፋዊ ኣምባሳደር ፍቃደኛ ኮይኑ ኣይጸንሐን።
ብኽብረትን ብልመናን ዝተሓለሎ ኣይሁዳዊ ጠበቓ የግዲ ካልእ ስልቲ ክምህዝ ይግደድ። በቲ ህግደፍ ክርድእዎ ዝኽእሉ ቋንቃ ናይ ሓይልን ጎነጽን ተጠቒሙ ኸኣ ብቖራጽ መልእኽቲ ንኣምባሳዶር “ነቲ ጉዳይ ብ24 ሰዓት እንተዘይፈቲሕካዮ ብተለቪዝንን ሬድዮን ካልእ መርበባትን ናይ ዓለምን ከቃልሓካ እየ” ኢሉ ዘየወላውል መልእኽቲ የመሓላልፈሉ። ብጎሮርኡ ስለ ዝተታሕዘ ኸኣ ንጽባሒቱ ነታ ሬሳ ሰላሕ ኢሉ ሰዲድዋ።
Bmkixal ane yonas gebrekidan ztebahelku nay mahberekom card kab zhz 6 werhi geyre gn ksab hge ab bet xihfet mexye gbeoy amalia zgbani key hatt ksab hg nab bet xihfet nkatu edl ayrekebkun hg gn beyenay mengedi krekbeka ykel
Tel 0548849697
megemerta selamtay bmkidam, ambasader tesfamariam, ketsile kihato deliye zeleku kidmi hade amet (1 year ago)n passport zmlket form melie neyre shu ab 4 werhi (in 4 months) passport kitkibel eka elkani nerka.entekone zagit 1 amet geyre passport aywesedkun slezi guday passportey kifelt delye aleku.sle mithbibarka yekenyeley
i am in tel aviv and i want join to the celebration of independence day with u and community member, tell me where is the place and tell me what can i do before coming the day of celebration.this number is mine (0546632736) call me as soon as possible.
my brather he was in Israel his name habtom zeregaber now idont have his address for a long time so please help me to find his address thank u
hi dear ambassoder ,the interor minstery of Isreal ask me to bring documents
1 nay ledet certifcate
2kab geben nexa mekany theheber kab police
3ab hagerey hadar kamzaynaberni
i need information pls ty
hi yordanos ybahal.ab kebabi 1990 nab isreal tel aviv (alula) yonatan mesfin kidane zbhal sm ade nxha hagos. teqemati neru.hgi gn kebabi 20years dahayu tefina nhbro sina pls zkhone information kab srahkum kttahababeruna bthtna nmhxen. tel 00249900464451 thanks
Post a comment on this page
We invite you to share your experiences with the Eritrean Embassy — obtaining visas and other services, locating the building, and so on. Your comments may be seen by the public, so please do not include private information.
This web site is not operated by the Embassy and your comments and questions will not necessarily be seen by its staff. Please note that this is not a forum for broad debate about the foreign policy of Eritrea, and such topics will be deleted.